PBS: Escaping Eritrea … [Read More...] about ካብ ውሽጢ ቤት ማእሰርታት ኤርትራ
TIGRINJA
ፍሽለት ናይ መንነት ፖሊቲካ ኣብ ኤርትራ:
ዶር ገ/መስቀል ገ/ማርያም | Jun 2, 2017 | ER-Social Media … [Read more...] about ፍሽለት ናይ መንነት ፖሊቲካ ኣብ ኤርትራ:
ሓጺሩኒ እንተበልኩስ ተደቢሩ ይስዕስዕ።
የዕብዮ ወልደማርያም | 15 June 2017 | asmarino.com ኣብዚ ሓጺር እዋን ኲነታት ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ሓደገኛ ደረጃ ምብጽሑ ንቡዙሓት ዘሰከፈ ጉዳይ ኮዩኑ ተረኺቡ ኣሎ። እንተኾነ እዚ ሓዲሽ ተርእዮ ዘይኮነስ፡ ንዐሰርተታት ዐመታት ተጠጂኡ ዝጸንሔ ሓንሳእ ክግንፍል ንዉሱን እዋናት ድማ ክሰክን ዝተዐዘብናዮ ኲነታት ኢዩ። ጠንቂ ናይ’ዚ ኣብ ላዕለዋይ ጽፍሒ በጺሑ ዘሎ ቅልውላው ድማ እቲ ኣብ መንጎ ክልተ ባእታታት ናይቲ ዞባ (ብሓፈሽኡ ድማ ምስ ወጻእተኛታት) ዝሰፈነ ዘይተዐረቕ ግርጭታት ብርኡይን ብሱዉርን ኣብ ምፍሕፋሕ ደረጃ ስለዝርከብ ኢዩ። እቲ ግርጭት ቶም ብሃይማንኖትን፡ ብቀቢላዊ … [Read more...] about ሓጺሩኒ እንተበልኩስ ተደቢሩ ይስዕስዕ።
መስርዕና ኣብ 80፡ ብምኽንያት 20 ሰነ 2017
ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም | togoruba.org ኩለን ሃገራት ዓለም፡ ንዘዝሓለፍኦ ኲናትን ምረትን እናዘከራ ዝትርኻሉን፡ ንዝሓለፉ ጀጋኑአን ዝዝክራሉን ነናይ ገዛእ-ርእሰን ዕለታት ኣለወን። 20 ሰነ’ውን፡ ነቶም ሃገሮም መዓርን ጸባን ዝሕለባ፡ ብልጽግትን ምዕብልትን ክትኮኖሎም ኣሚኖም፡ ነቲ ዘይከኣል ዝኸኣሉ፡ ነቲ ዘይሕለፍ ዝሓለፉ፡ ንሳቶም’ውን ኣብቲ ጉዕዞ ዝሓለፉ ስዉኣትና እንዝክረላ መዓልቲ ካብ ትኸውን ዓመታት ሓሊፉ ኣሎ። እዛ ዕለት’ዚኣ መዓልቲ ሓበንን ሓዘንን ጥራይ ዘይኮነት፡ ነቲ ኤርትራዊ ሃገራውነት ንምህናጽ ዝሓለፍናዮ መሪር፡ ኣዝዩ መሪር ጉዕዞ ዘኪርና፡ ነቲ ድሒሩ ከም ማይ … [Read more...] about መስርዕና ኣብ 80፡ ብምኽንያት 20 ሰነ 2017
ደምበርከ ወዲ ዜጋ ድየ? ደምበርከ ኤርትራዊ ድየ?
INTERVIEW WITH MEHARI GAFO TIGRIE 10 06 2017 | Jun 16, 2017 | sallina.com … [Read more...] about ደምበርከ ወዲ ዜጋ ድየ? ደምበርከ ኤርትራዊ ድየ?
መልእክቲ ናብ ደገፍቲ ህግደፍ ብምክንያት 20 ሰነ
መልእክቲ ኣረጋይ ሓጎስ | 11 ሰነ 2017 | erimedia … [Read more...] about መልእክቲ ናብ ደገፍቲ ህግደፍ ብምክንያት 20 ሰነ
ኢሳያስ ናብ ዓለም ደብዳቤ ጺሒፉ (ዛንታ ሓቀኛ ፍጻመን ካልእን)
ኢሳያስ ናብ ዓለም ደብዳቤ ጺሒፉ ||| ዛንታ ሓቀኛ ፍጻመን ካልእን || ነሸነሽ ተስፋኣለም ኣብ መስትያት ቤትና | Jun 11, 2017 … [Read more...] about ኢሳያስ ናብ ዓለም ደብዳቤ ጺሒፉ (ዛንታ ሓቀኛ ፍጻመን ካልእን)
ኩሉ ኤርትራዊ ክፈልጦ ዘለዎ ሓቂ : YPFDJ እንታይ’ዩ? ንመነ’መን’ከ የገልግል?
Jun 5, 2017| ERI-Media Related: Former KGB Agent Yuri Bezmenov Explains How to Brainwash a Nation (Full Length) … [Read more...] about ኩሉ ኤርትራዊ ክፈልጦ ዘለዎ ሓቂ : YPFDJ እንታይ’ዩ? ንመነ’መን’ከ የገልግል?
Conversation with Tesfai Degiga – Eritrea’s Past, Present and Future
Tempo Afric TV | May 28, 2017 … [Read more...] about Conversation with Tesfai Degiga – Eritrea’s Past, Present and Future
Interview Psychologist Mr Yohannes Ferdinando Drar (Part 1 & 2)
Tv Sened 21 May 2017 Part 1 Tv Sened 4 June 2017 Part 2 … [Read more...] about Interview Psychologist Mr Yohannes Ferdinando Drar (Part 1 & 2)
“ብርሃን ንደርማስ ምዕባለ” – ሓዱሽ ናይ 12 ኣዋርሕ ውጥን መንግስቲ ኤርትራ
ብተወልደብርሃን ገብረ | MAY 30, 2017 | asmara-online.com ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ህዝቢ ኤርትራ ነቲ ቅድሚ 26 ዓመታት ብዓወት ዝደምደመሉ ማዓልቲ ናጻነቱ ኣብ ሃገርን ኣብ ወጻኢን ብድምቀት ከም ዘኽበረ ይዝከር። ንቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ከካሻምሹ ቀትርን ለይትን ዝሰርሑ ተዂላታት ኣብ ግምት ኣእቲኻ ንማዓልቲ ናጽነት ብዝደመቐ መንገዲ ምዝካር ኣገዳስነቱ ልዑል ኢዩ። ተዂላታት ንዘሎና ብልሹው ምሕደራን ዕጹው ፖለቲካውን ቁጠባውን ባይታ ተጠቂሞም ቀደምስ ኣይበልናኩምንዶ ዝዓይነቱ ፕሮፖጋንዳ ክነዝሑን ንፍናንን ሃገራውነትን ኤርትራውያን ክፈታተኑ ምርኣይ እንጽበዮ ውሕ ውሕ ኣኽላባት ደምበ ኢዩ። … [Read more...] about “ብርሃን ንደርማስ ምዕባለ” – ሓዱሽ ናይ 12 ኣዋርሕ ውጥን መንግስቲ ኤርትራ