• Skip to main content
  • Skip to primary sidebar

Africa Horn Now

"We don't take sides; we help you see more sides."

Africa Horn Now

ካብ ውሽጢ ቤት ማእሰርታት ኤርትራ

Published: May 6, 2021

PBS: Escaping Eritrea … [Read More...] about ካብ ውሽጢ ቤት ማእሰርታት ኤርትራ

TIGRINJA

BACK2KCAB – ትፈልጡ’ዶ ሃገርና ቢሊዮናት ዶላራት ኣብ ዓመት ከም ትሕሰም? ካብ መንን ስለምንታይን? | ሂወት ደቂ ሃገር ዘየገደሶ መራሒ፡ ገንዘብን ሃብትን ሃገርን ህዝብን ከገድሶ ኣይንጽበን

March 12, 2017 By AHN

ተወልደብርሃን ገብረ | 10 Mar 2017 | asmara-online.com ሎሚ ቅነ ሓደ ሰብ ኢመይል ሊኡኹለይ ነይሩ። ንሱ – “መንግስቲ ኤርትራ ወፍሪ ኣየተባብዕን ኢዩ ትብል’ሲ እዘን ኣብ ዕደና ዘውፍራ ዘሎዋ’ኸ ኣይሰማዕካን ዲኻ?” ኢሉ ይሓተኒ። መልሲ ስለ ዘይሃብኩዎ “እንታይ ዳኣ ኣጽቂጥካ መልሲ’ባ ሃበኒ?” ክብል ደጊሙ ጽሒፉለይ። ካብ ምስኡ ምሳኹም ክዛተየሉ ስለ ዝመረጽኩ ግና ተጸበየኒ ኢለ መሊሰሉ ይብለኩም። ብሕትኡ ኣይተገረምኩን። ምኽንያቱ ሰይጣን ስርሑ ናብ ጎይታ ምኽሳስ ኢዩ። ደርሆ ፋሕጢራ ትረኽቦ ሕቶ ሒዝካ ምምጻእ ልሙድ ናይ ካድር ስራሕ ምዃኑ ከይረሳዕኩም። ተጸበየኒ ስለ … [Read more...] about BACK2KCAB – ትፈልጡ’ዶ ሃገርና ቢሊዮናት ዶላራት ኣብ ዓመት ከም ትሕሰም? ካብ መንን ስለምንታይን? | ሂወት ደቂ ሃገር ዘየገደሶ መራሒ፡ ገንዘብን ሃብትን ሃገርን ህዝብን ከገድሶ ኣይንጽበን

Filed Under: TIGRINJA

Trump about Isaias Afwerki

March 11, 2017 By AHN

… [Read more...] about Trump about Isaias Afwerki

Filed Under: TIGRINJA

Tv Sened Eritra: Interview Mr. Mesifn Hagos Part II

March 11, 2017 By AHN

Tv Sened Eritra | 9 March 2017|  … [Read more...] about Tv Sened Eritra: Interview Mr. Mesifn Hagos Part II

Filed Under: TIGRINJA

ርእይቶ – ሕሰም ህዝብና ንሓዋሩ ከብቕዕ ዝመርሓና ኣድማዒ ስትራተጂካዊ ውጥን

March 11, 2017 By AHN

ኣርኣያ ደበሳይ | 08 November 2016 | asmarino.com ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ መእተዊ ብመጀመርታ ናብዚ ዋዕላ ብምዕዳም ምስ ዝተፈላለዩ ኤርትራውያን ደለይት ፍትሕን ፡ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ዝደናገጹ ወጻእተኛታትን ንክራኸብ ዕድል ዝኸፈተይ ሜሮን ስመርዳር ከመስግን እፈቱ። ብተወሳኺ ከኣ፡ ንዩኒቨርሲቲ ሳንፍራሲስኮ ነዚ ዘተ ኣብ ምስንዳእ ብዝገበሮ ምትሕብባር፡ ንተዛተይቲ ብዘቕረብዎ መሃሪ መደረታት፡ ንካልኦት ተሳተፍቲ ከኣ ግዜኦም ወፍዮም ኣብዚ ብምርካቦም ምስጋናይ የቕርብ። ኣብ መደረታት ተዛተይቲ ክንሰምዖ ከምዝጸናሕና፡ ኩነታት ህዝብና ኣብ … [Read more...] about ርእይቶ – ሕሰም ህዝብና ንሓዋሩ ከብቕዕ ዝመርሓና ኣድማዒ ስትራተጂካዊ ውጥን

Filed Under: TIGRINJA

እዋናዊ ዛዕባ፡ ብ Sacttism

March 11, 2017 By AHN

ብ Sacttism | Feb 26, 2017 | nselam.com ከመይ ቀኒኹም ክቡራት ተኸታተልቲ! ፈለማ ንልዕሊ ሓደ ወርሒ ስለሰዝተፈለኽኹም ይቕሬታ ይሓትት፡፡ ኣብ ዝተፈላለየ ኹርናዓት ዓለም ኮይንኩም ድሃይ ዝሓተትኹምንን ሻቕሎትኩም ዝገለጽኩምለይ ዜጋታት ልዑል ምስጋናን ኣኽብሮትን ይብጻሕኹም፡፡ ብዝኾነ ዝጠፋእኩሉ ምኽንያት ከምቶም ገለ ዑሱባት ዝብልዎ “ሓለንጋ ሰውራ. . .” ኣርኪባትኒ ወይ ድማ ካብ ቃልሲ ስለዝተፈለኹ ዘይኮነስ ብናይ ውልቂ ምኽንያት እዩ፡፡ ብወገነይ ሓርነታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ንዓመታት ወይ ድማ ንኣዋርሕ ተዋዓዊዑ ዝቅህም ዘይኮነስ ብቐጻልነት ብሓባራዊ ትብዓትን … [Read more...] about እዋናዊ ዛዕባ፡ ብ Sacttism

Filed Under: TIGRINJA

መደብ ተዛረብ ምስ – ጠዕመ – ” ግፍዕታት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ኣባላት ኣጎልጎሎትን ሰራዊተን”

March 10, 2017 By AHN

Dec 14, 2016 | TV Smerrr … [Read more...] about መደብ ተዛረብ ምስ – ጠዕመ – ” ግፍዕታት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ኣባላት ኣጎልጎሎትን ሰራዊተን”

Filed Under: TIGRINJA

ሚኒስተራትና ምምሕዳራ’ውን ባጀታ’ውን ስልጣን የብሎምን፡- መልሲ ንመስከረም

March 10, 2017 By AHN

ተወልደብርሃን ገብረ | 9 Mar 2017 | asmara-online.com ሀ) መእተዊ መጀመርያ ብዛዕባ ፍልልያት መንግስትን ሃገርን (ማለት ደውላ) ከብርህ ባህ ይብለኒ። ምኽንያቱ ንብዙሓት ዜጋታት ካብ ዘጋጊ ነገር ፍልልያት እዞም ሓደ ዝመስሉ ግን ካኣ በበይኖም ቃላት ስለ ዝኾኑ። እቲ ሃገር ወይ ደውላ ዝብል ኣምር (1) ብኣህጉራዊ ዉዑላት ዝፍለጥ መሬታዊ ግዝኣት ወይ ሓድነት (2) ህዝቢ (3) ልኣላውነትን (4) መንግስትን ዝብሉ ቃላትን ኣምራትን ኣለዉዎ። ስለዚ መንግስቲ ዝብል ኣምር ሓደ ክፋል ናይ ሃገር ኮይኑ ትካል ኢዩ። ከም ኣካል ሃገር መንግስቲ መሳርሒ ሓደ ሃገር ኢዩ። … [Read more...] about ሚኒስተራትና ምምሕዳራ’ውን ባጀታ’ውን ስልጣን የብሎምን፡- መልሲ ንመስከረም

Filed Under: TIGRINJA, UPFRONT

Eri Adal v5 2017

March 8, 2017 By AHN

ኻልድ ዓብዱ | Feb 5, 2017 | TV Adal … [Read more...] about Eri Adal v5 2017

Filed Under: TIGRINJA

Tv Sened Eritra 26 February 2017 The history of our hero Martyr Mehari Okbazion By Tesfaldet Abraha

March 7, 2017 By AHN

Published on Feb 25, 2017 … [Read more...] about Tv Sened Eritra 26 February 2017 The history of our hero Martyr Mehari Okbazion By Tesfaldet Abraha

Filed Under: TIGRINJA

መፍትሕን ሜላን ኣፈታትሓ ጸገማትና

March 7, 2017 By AHN

ኻልድ ዓብዱ | Published on Feb 20, 2017 | TV Smerrr … [Read more...] about መፍትሕን ሜላን ኣፈታትሓ ጸገማትና

Filed Under: TIGRINJA

« Previous Page
Next Page »

Primary Sidebar

A New Administration Won’t Heal American Democracy

Published: November 6, 2020

The Rot in U.S. Political Institutions Runs Deeper Than Donald Trump Larry Diamond | November 5, 2020 | Foreign … [Read More...] about A New Administration Won’t Heal American Democracy

Archives

  • May 2021
  • November 2020
  • October 2020
  • September 2020
  • August 2020
  • July 2020
  • June 2020
  • May 2020
  • April 2020
  • March 2020
  • June 2019
  • October 2018
  • September 2018
  • August 2018
  • July 2018
  • April 2018
  • March 2018
  • February 2018
  • January 2018
  • December 2017
  • November 2017
  • September 2017
  • August 2017
  • July 2017
  • June 2017
  • May 2017
  • April 2017
  • March 2017
  • February 2017
  • January 2017
  • December 2016
  • November 2016
  • October 2016
  • September 2016
  • August 2016
  • July 2016
  • June 2016
  • May 2016
  • April 2016
  • March 2016
  • February 2016
  • January 2016
  • December 2015
  • September 2015
  • August 2015
  • July 2015
  • June 2015
  • May 2015
  • April 2015
  • March 2015
  • February 2015
  • January 2015
  • November 2014
  • September 2014
  • August 2014
  • July 2014
  • May 2014
  • March 2014

Log In

Copyright © 2025 Africa Horn Now · WordPress · Log in