• Skip to main content
  • Skip to primary sidebar

Africa Horn Now

"We don't take sides; we help you see more sides."

Africa Horn Now

ካብ ውሽጢ ቤት ማእሰርታት ኤርትራ

Published: May 6, 2021

PBS: Escaping Eritrea … [Read More...] about ካብ ውሽጢ ቤት ማእሰርታት ኤርትራ

TIGRINJA

ሕግን ምሁርን ዘይብላ ሃገር ሰፈር ሸፋቱ’ያ ትኸውን!!

March 7, 2017 By AHN

ንሓደ ህዝቢ ክትመልኮ ተኾይንካ መጀመርታ ምሁራትን ሕግን ናይቲ ሕብረተሰብ ከተጥፍኦም ኣላካ። Published on Dec 29, 2016 … [Read more...] about ሕግን ምሁርን ዘይብላ ሃገር ሰፈር ሸፋቱ’ያ ትኸውን!!

Filed Under: TIGRINJA

ካብ ሽሕ ኣምሓራ ሓደ ኣበራ!

March 5, 2017 By AHN

ዳንኤል ተ. ተኽለጊዮርጊስ | 30 January 2017 | asmarino.com “While wisdom is often hidden in the meaning of words, so is error.” F. A. Hayek (1, 109) ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን’ሲ ብእመት ድዩ ብመጽዓን ዝዕቀን ኣብ ዝብል፡ ኲናትን: ኣነዶ ንስኻ ንመልኽን፡ ዝዓብለሎ መስርሕ ኣተኣላልያ መጻኢ-ዕድል ናይ ኤርትራውነት፡ ገለገለ ክቡራትን ዓበይትን ናይ ታሪኽ ኣቦታት፡ ብዛዕባ ናይ ትማሊ ውዕሎኦም ካብ ምምስካር ሱቕታ ዝመርጹሉ ኩነታት ምሰ’ጋጠሞ፡ ናይ ኤርትራ ታሪኽ ተመራማሪ ክቡር ኣቶ ኣለምሰገድ ተስፋይ፡ “... ገለ ኻልኦት … [Read more...] about ካብ ሽሕ ኣምሓራ ሓደ ኣበራ!

Filed Under: TIGRINJA

ንኽንፈላልዮም’ኮ ሓርበተና – መንዩ መንግስቲ ዞባታት? መንዩ’ኸ ባይቶ ዞባ? – ኩሎም ለበዋታት የሕልፉ- ግን ንመን?

March 5, 2017 By AHN

ተወልደብርሃን ገብረ | March 5, 2017 | asmara-online.com ብመሰረት ናይ 4 መጋቢት ፈነወ ዜና ኢሪ-ቲቪ ዞባ ባይቶ ደቡብ ኣብ ትሕቲ “ምዕቃብ ባህሪያዊ ጸጋታትና እምነ-ኩርናዕ ምዕባሌና” ዝብል ቴማ መበል 16 ስሩዕ ኣኼቡኡ ብ2 መጋቢት 2017 ኣሰላሲሉ ይባሃል ኣሎ። ከም ፈነወ ኢሪ-ቲቪ እንተ ዳኣ ኾይኑ መም/ወልዳይ ገብረ (ኣቦ መንበር ባይቶ) “ምምሕያሽ ደረጃ መነባብሮ ኣብ ማሕበራውን ቁጠባውን ህዝቢ ኣብ ዝግበሩ ለውጥታት ዝምርኮስ ምዃኑ ጠቂሱ ብኹለን ኣካላት መንግስትን ግንባርን ዝተዓሙ ንጥፈታት እወታውን ኣሉታውን ሸነኻቶም ተለሊዩ ንዝበለጸ ዕዮ ብዝድርኹ ብውህደት … [Read more...] about ንኽንፈላልዮም’ኮ ሓርበተና – መንዩ መንግስቲ ዞባታት? መንዩ’ኸ ባይቶ ዞባ? – ኩሎም ለበዋታት የሕልፉ- ግን ንመን?

Filed Under: TIGRINJA

ፖሊሲታት መንግስቲ ኣብ መሬት፡ ቁጠባን መንበሪ ኣባይትን ኣይሰረሐን-ባይቶ ዞባ ማእከል

February 28, 2017 By AHN

ተወልደብርሃን ገብረ | February 25, 2017 | asmaraonline ሀ) መእተዊ ኣብ ኤርትራ ዋላ’ኳ ብዕድመ ዝኣረጉ ይኹኑ ባይቶ ዞባታት ኣለዉ። ዝኣረጉ ማለተይ ምርጫታት ባይቶ ካብ ዘይግበር ነዊሕ ዓመታት ተቖጺሩ ኣሎ። ክንደየኖት ኢዮም ካብቶም ቅድሚ ነዊሕ ዓመታት ዝተመርጹ ኣባላት ባይቶ ሎሚ ብሂወት ዘለዉ ዝፍለጥ ነገር የሎን። ድምጺ እዞም ባይቶታት ክንደየናይ ተቐባልነት ኣሎዎ ካልእ ሕቶ ኾይኑ ለበዋታትን ምሕጽንታታትን ንዝምልከቶ ካብ ምሕላፍ ግን ዓዲ ዊዒሎም ኣይፈልጡን ኢዮም። ከም ግቡእ ኣብ ዘዞበኦም ዝለዓሉ ሓገግትን ተቖጻጸርትን ኣካላት ኢዮም። ኮይኑ ግን ኣብ ባይታ ክንዮ … [Read more...] about ፖሊሲታት መንግስቲ ኣብ መሬት፡ ቁጠባን መንበሪ ኣባይትን ኣይሰረሐን-ባይቶ ዞባ ማእከል

Filed Under: TIGRINJA

መደብ ንሓቂ ብጋህዲ ካብ ስደት ቍ.17: ፖሊሲታት መንግስቲ ኣብመሬት፡ ቁጠባን መንበሪ ኣባይትን ኣይሰረሐን ይብል ዞባ ማእከል

February 28, 2017 By AHN

Feb 26, 2017 | meskerem.com … [Read more...] about መደብ ንሓቂ ብጋህዲ ካብ ስደት ቍ.17: ፖሊሲታት መንግስቲ ኣብመሬት፡ ቁጠባን መንበሪ ኣባይትን ኣይሰረሐን ይብል ዞባ ማእከል

Filed Under: TIGRINJA

Tempo Afric TV – Reaction to the President Isias Afewerki interview – Jan 2017

February 18, 2017 By AHN

… [Read more...] about Tempo Afric TV – Reaction to the President Isias Afewerki interview – Jan 2017

Filed Under: TIGRINJA

ኢትዮጵያና አሜሪካ

February 18, 2017 By AHN

ሙሉነህ እዩኤል | undated | ኢትዮጵያ ዛሬ ኢትዮጵያና አሜሪካ ምን አገናኛቸው ትሉኝ ይሆናል። ነገሩ እንዲህ ነው፦ ባለፈው ሳምንት ፕሬዝደንት ዶናልድ ትራም የሰባት አገሮች ዜጎች ወደ አሜሪካን አገር እንዳይገቡ እግድ ጥለው ነበር። ፕሬዝደንቱን ለዚህ ያነሳሳቸው እግዱ ከተጣለባቸው አገሮች የሚመጡ ዜጎች ለአሜሪካን ደህንነት የሚያሰጉ ሆነው ስላገኟቸው እንደሆነ ይናገራሉ፤ ብዙዎች ይህን ስጋት ባለመጋራት እገዳውን ቢቃወሙም። እገዳው ውሎ ሳያድር የዋሽንግተን ክልሉ ከፍተኛ ፍርድ ቤት ዳኛ የተከበሩ ጀምስ ሮበርት በሰባቱ አገሮች ዜጎች ላይ የተጣለው የጉዞ እግድ በዋሽንግተን ክልል ብቻ ሳይሆን … [Read more...] about ኢትዮጵያና አሜሪካ

Filed Under: TIGRINJA

ኣብ ኤርትራስ ዝሕሸሽ ካኣ ተረኺቡ?

February 18, 2017 By AHN

ተወልደበርሃን ገብረ | February 18, 2017 | asmara-online.com መእተዊ መራሒ ሃገረ ኤርትራ ንህዝብን መንእሰያትን ብሓሻሽነት ክኸሰስ ሰሚዕና ኣሎና። ህዝቢ ኤርትራ ኮነ መንእሰያቱ ኣብዚ ሎሚ እዋን ብዝበልዕዎ እንዳ ተጸገሙ ብምሕሻሽ ክኽሰሱ ዓገብ ዘብል ኢዩ። ንምዃኑ ፕረዚደንት ኢሳያስ ባዕሉ ክሕሽሽ እንተ ዘየላጊሱ መንእሰያት ክሕሺሹ ኣበይ ኢዩ ሪእዩዎም? ምናልባት ኣይገድፉን ኢዮም ካብ ዝብል ግምት ተበጊሱ ክኸውን ይኽእል። ህዝብና ያኢ ሃሊዩዎስ ወይ ረኺቡስ ብምሕሻሽ ክኽሰስ ግን ሃየንታ ኢዩ። ብሕስድና ዝልለ መንግስቲ ስለ ዘለና ግን ሃየንታኦም ንርእየሉ እዋን ርሑቕ … [Read more...] about ኣብ ኤርትራስ ዝሕሸሽ ካኣ ተረኺቡ?

Filed Under: TIGRINJA

መንግስቲ ትሕተ-ቅርጽታት ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ሃኒጸ ይብል! ሓቂ’ዲዩ?

February 17, 2017 By AHN

ተወልደብርሃን ገብረ  | February 14, 2017  | asmara-online.com ክቡር ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ኣብ ዝሓለፈ መወዳእታ ወርሒ ጥሪ 2017 ቃለ-መጠይቕ ከም ዝገበረ ዝፍለጥ እዩ። ከም ዝሓለፉ ቃለ-መጠይቓት ሓንሳብ ዳሓን ዝኾነ ትሕተ-ቅርጽታት ኣንጺፍና ኣሎና ። ኣብ ካልእ ጊዜ ካኣ ዋላ ሓንቲ ዝተሰርሐ ነገር የለን ወይ ዝተሰርሔ ዓኒዩ  ዝብሉ ንሓድ ሕዶም ዝገራጨዉ መልእኽትታት ንህዝቢ ከመሓላልፍ ጸኒሑን ኣሎን። ነዚ ናይ ክቡር ፕረዚደንት መልእኽቲ ህዝቢ ይኹን ውልቀ-ሰባት በብመንገዶም ዝተፈላለየ ትጉም ክህብሉ ጸኒሖምን ኣለዉን። ከም ዝባሃል “ኣንባባይ ነዘንብቦ ይኹን … [Read more...] about መንግስቲ ትሕተ-ቅርጽታት ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ሃኒጸ ይብል! ሓቂ’ዲዩ?

Filed Under: TIGRINJA

መደብ ሕቅን ብጋህድን ካብ ስደት ቍ. 16 | መንግስቲ ኤርትራን ሕጋውነቱን

February 17, 2017 By AHN

 ኣወሃሃድን ኣቕራብን ቀለታ ኪዳነ | Feb 16, 2017 | meskerem.net … [Read more...] about መደብ ሕቅን ብጋህድን ካብ ስደት ቍ. 16 | መንግስቲ ኤርትራን ሕጋውነቱን

Filed Under: TIGRINJA

« Previous Page
Next Page »

Primary Sidebar

A New Administration Won’t Heal American Democracy

Published: November 6, 2020

The Rot in U.S. Political Institutions Runs Deeper Than Donald Trump Larry Diamond | November 5, 2020 | Foreign … [Read More...] about A New Administration Won’t Heal American Democracy

Archives

  • May 2021
  • November 2020
  • October 2020
  • September 2020
  • August 2020
  • July 2020
  • June 2020
  • May 2020
  • April 2020
  • March 2020
  • June 2019
  • October 2018
  • September 2018
  • August 2018
  • July 2018
  • April 2018
  • March 2018
  • February 2018
  • January 2018
  • December 2017
  • November 2017
  • September 2017
  • August 2017
  • July 2017
  • June 2017
  • May 2017
  • April 2017
  • March 2017
  • February 2017
  • January 2017
  • December 2016
  • November 2016
  • October 2016
  • September 2016
  • August 2016
  • July 2016
  • June 2016
  • May 2016
  • April 2016
  • March 2016
  • February 2016
  • January 2016
  • December 2015
  • September 2015
  • August 2015
  • July 2015
  • June 2015
  • May 2015
  • April 2015
  • March 2015
  • February 2015
  • January 2015
  • November 2014
  • September 2014
  • August 2014
  • July 2014
  • May 2014
  • March 2014

Log In

Copyright © 2025 Africa Horn Now · WordPress · Log in