PBS: Escaping Eritrea … [Read More...] about ካብ ውሽጢ ቤት ማእሰርታት ኤርትራ
TIGRINJA
ምልውዋጥ ባህሪ ሰብ ኣብ ጉዕዞ ሂወት
ዳኒኤል ሰመረ ተስፋይ | 26 Mar 2016 [?] | Nselam.com መርበብ መግለጺ … [Read more...] about ምልውዋጥ ባህሪ ሰብ ኣብ ጉዕዞ ሂወት
መደብ ሓቂ ብጋህዲ ካብ ኤርትራ ወጻኢ ቍ. 9
ኣወሃሃድን ኣቕራብን ቀለታ ኪዳነ | Oct 24, 2016 | meskerem.net መደብ ሓቂ ብጋህዲ ካብ ኤርትራ ወጻኢ ቍ. 9 ኣወሃሃድን ኣቕራብን ቀለታ ኪዳነ መደብ ሓቂ ብጋህዲ ካብ ኤርትራ ወጻኢ ቍ. 9 ኣወሃሃድን ኣቕራብን ቀለታ ኪዳነ ክቡራትን ክቡራንን ከመይ ቀኒኹም ሎም ቅነ ፕረሲደንት ኢሳያስ ድሃይ ኣጥፊኡ ኢሎም ዝሻቐሉ ሰባት ንሰምዕ ኣሎና። ሕሉፍ ሓሊፎም ኵነታቱ ንምፍላጥ ኣብ ዓዲ ሃሎን ባርካን ጠያይቖም ድሃዩ ዝሰኣኑ ሰባት ከም ዘለዉ እውን ይነፍስ ኣሎ። ካልኦት ከኣ ኣልዩ ኣይሃልዩስ እንታይ ለውጢ ኣልዩዎ ኵሉ ሓደ’ዩ ዝብሉ እውን ኣይተሳእኑን። ህዝቢ ብቕዋም ይኹን … [Read more...] about መደብ ሓቂ ብጋህዲ ካብ ኤርትራ ወጻኢ ቍ. 9
ዕላላተይ ምስ ስዉእ መልኣከ ተኽለ።
ሰመረ ፍስሃየ | 16 October 2016 | asmarino.com ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሸውዓተ ክትዝርጋሕ ዝጀመረት ታሪኽ ጅግና ስዉእ መልኣከ ተኽለ እትገልጽ መጽሓፍ ረኺብኩም ኣንቢብኩማ ክትኮኑ ተስፋ እገብር። ብወገነይ ድሮ ሳልሳይ ዓመቱ ዝቐረበ: ንስዉእ ተጋዳላይ ወልደዳዊት ተመስገን ዝምልከት መግለጺየይ ኣብ ዘቕረብኩሉ ግዜ ብዛዕባ ጅግና ስዉእ መልኣከ ተኽለ’ውን ከዕልለኩም እየ ዝብል መብጽዓ ኣስፊረ ነይረ። ኣጋጣሚ ኣብቲ እዋን’ቲ ሓወይን ብጻየይን ዝኾነ ግርማይ ቦኽረ ነዛ ኣብ ላዕሊ ዝጠቐስኩዋ መጽሓፍ ክጽሕፋ ጀሚሩ ስለ ዝነበረ እታ መጽሓፍ ድሕሪ ምዝርግሓ ንኽጽሕፍ … [Read more...] about ዕላላተይ ምስ ስዉእ መልኣከ ተኽለ።
ህግደፍን ኣሸበርቲ ጉጅለታትን
October 14, 2016 | sallina.com ህግደፍን ኣሸበርቲ ጉጅለታትን- ቀዳማይ ክፋል October 22, 2016 | sallina.com ህግደፍን ኣሸበርቲ ጉጅለታትን- ካልኣይ ክፋል … [Read more...] about ህግደፍን ኣሸበርቲ ጉጅለታትን
Political Economy Analysis of Underdevelopment in Eritrea
Dr. Gebre Gebremariam | Oct 15-23, 2016 | Voice of Assenna … [Read more...] about Political Economy Analysis of Underdevelopment in Eritrea
መደብ ብጋህድን ሓቅን ካብ ኤርትራ ወጻኢ ቍ.8 – መንግስቲ ኤርትራ እንታይ ዓይነት መንግስቲ ኢዩ ንኽንደይናኸ ይውክል?
ኣወሃሃድን ኣቕራብን ቀለታ ኪዳነ | Oct 10, 2016 | meskerem.net መደብ ብጋህድን ሓቅን ካብ ኤርትራ ወጻኢ ቍ.8 ኣወሃሃድን ኣቕራብን ቀለታ ኪዳነ መንግስቲ ኤርትራ እንታይ ዓይነት መንግስቲ ኢዩ ንኽንደይናኸ ይውክል? ክቡራትን ክቡራንን ደቂ ሃገር ከመይ ቀኒኹም መደብና ብጋህዲ ሓቂ ክንዛረብ እሞ ሰማዒ ጥራሕ ዘይኮነ መፍትሒ ሽግርና ዝኸውን ገለ መንገዲ ክንረክብ ሃሰስ ክንብል ምዃኑ ብዙሕ ጊዜ ስለ ዝገለጽናዮ ሎሚ ብዙሕ ትንተና ዘድልዮ ኣይኮነን። መብዛሕትኡ ጊዜ ንሓስቦን ነስተንትኖን ከኣ ብዛዕባ ህዝቢን መንግስትን ኤርትራ ኢዩ። እዚ ከኣ ሃገርናን … [Read more...] about መደብ ብጋህድን ሓቅን ካብ ኤርትራ ወጻኢ ቍ.8 – መንግስቲ ኤርትራ እንታይ ዓይነት መንግስቲ ኢዩ ንኽንደይናኸ ይውክል?
Eritrea: The Universal Declaration of Human Rights in Tigrinya
Asmarino Com (ኣዝማሪኖ) | Oct 4, 2016 … [Read more...] about Eritrea: The Universal Declaration of Human Rights in Tigrinya
BACK2KCAB -This Wogahta’s poster child, who is he? Let the truth be told….
Meskerem.net: Nesredin Mansur is accused of human trafficking by Pal Talk participants. Some who seem to have information offer evidence and even challenge whether he was a medical doctor. A nurse attested that there was no doctor named Nesredin. Others say he is a nurse. While change can be achieved with truth lies are polluting the opposition camp. So who is this poster … [Read more...] about BACK2KCAB -This Wogahta’s poster child, who is he? Let the truth be told….
ከውልደቱ የተበላሸ በዕድገቱ ያልተቃና፤ እንዴት ይታረቃል አሁን በስተርጅና፤
ይገረም አለሙ | undated | ኢትዮጵያ ዛሬ “ይታረቃል” የሚለው ቃል ሁለት ፍቺ አለው፤ በአጭሩ አንዱ እርቅ ሲሆን፣ ሁለተኛው የጎበጠን ማቅናት፣ መስመር የሳተን ማስተካከል ወዘተ ነው። ይህ ጽሁፍ የሚያተኩረው በሁለተኛው ትርጉሙ ላይ ነው። ወያኔ ሊለወጥም ሊስተካከልም ሊታረቅም የሚችል አለመሆኑን ለማሳየት። ወንበሩን የሚነቀንቅ እንቅስቅሴ ባጋጠመው ቁጥር ተሃድሶ የሚለው ወያኔ፤ የመጨረሻ ደረጃ የደረሰውን የህዝብ እንቢተኝነት ለመቀልበስ ያስችለኛል ብሎ ተሃድሶ ተቀምጧል።የማያዳግም ርምጃ እንወስዳለን የሚለው ማስፈራሪያም ሆነ ይቅርታ እንጠይቃለን የሚለው መለማመጥ የህዝቡን ተቃውሞ ማለዘብ … [Read more...] about ከውልደቱ የተበላሸ በዕድገቱ ያልተቃና፤ እንዴት ይታረቃል አሁን በስተርጅና፤
ዓሰርተ ሓሙሽተ ዓመት ኣብ ጕድጓድ መደብ ብጋህድን ሓቅን ካብ ኤርትራ ወጻኢ ቍ. 7
ኣወሃሃድን ኣቕራብን ቀለታ ኪዳነ | Sep 24, 2016 | meskerem.net … [Read more...] about ዓሰርተ ሓሙሽተ ዓመት ኣብ ጕድጓድ መደብ ብጋህድን ሓቅን ካብ ኤርትራ ወጻኢ ቍ. 7