PBS: Escaping Eritrea … [Read More...] about ካብ ውሽጢ ቤት ማእሰርታት ኤርትራ
TIGRINJA
ኩነታት ኤርትራ ኣብ ነውጺ’ዩ ዘሎ
July 29, 2016 | sallina.com ዕላል ምስ ኤልሳ ፍሳሃየ ጆሽዋ … [Read more...] about ኩነታት ኤርትራ ኣብ ነውጺ’ዩ ዘሎ
መንግስቲ ለውጢ ክገብርን ብግሉጽነት ክሰርሕን ይሕተት ኣሎ
ቀለታ ኪዳነ (ሎንዶን) | 29/07/2016 መደብ ብጋህዲ ካብ ኤርትራ ወጻኢ መንግስቲ ለውጢ ክገብርን ብግሉጽነት ክሰርሕን ይሕተት ኣሎ መደብ ብጋህዲ ካብ ኤርትራ ወጻኢ ቀለታ ኪዳነ (ሎንዶን) 29/07/2016 ክቡራትን ክቡራንን ከመይ ቀኒኹም? ኣብ ሓንቲ ብፍትሕን ብዲሞክራስን ትመሓደር ሃገር መንግስቲ ክህሉ ከሎ ተቓወምቲ እውን ይህልዉ ኢዮም። እቲ መንግስቲ ኮነ እቶም ተቓወምቲ ከኣ በቲ ፖሊሲኦምን መደባቶምን ኣብ ሃገር ከትኣታትዉዎ ዝደልዩ ዓይነት ምሕደራ ድኣ ይፈላለዩ እምበር ክልቲኦም ብማዕረ ኢዮም ነቲ ሃገርን ነቲ ህዝብን ዝሓልዩሉ። ብኸምዚ … [Read more...] about መንግስቲ ለውጢ ክገብርን ብግሉጽነት ክሰርሕን ይሕተት ኣሎ
የሃገራችን ፖለቲካዊ ሁኔታና የመፍትሔ ሃሳቦች
ሌ/ጄ ፃድቃን ገ/ትንሳኤ | July 24, 2016 | Horn Affairs (Amharic) መግቢያ ከሃያ አምስት ዓመት ኢህአዴግ የደርግን መንግስት በጦርነት አሸንፎ የሀገራችንን ፖለቲካዊ ስልጣን ከተቆጣጠረ በኋላ፤ ቀስ በቀስ እያደጉ የመጡ ፖለቲካዊ ችግሮች በግልፅ ጎልተው መታየት ጀምረዋል፡፡ አሁን ገዥው ፖርቲና ፖርቲው የሚመራው መንግስትም የችግሮቹን መኖር አምኖ ለመፍታት እየተንቀሳቀሰ እንደሆነ መንገር ከጀመረ ሰነባብቷል፡፡ ይህ ሁኔታ ለማንኛውም የሀገሩን ደህንነትና ሰላም፤ ቀጣይነት ያለው ኢኮኖሚያዊ ዕድገትና ማህበራዊ ብልፅግና፤ ለሚመኝ ሀገር ወዳድ ዜጋ ያሳስባል፡፡ ከዚህ አንፃር … [Read more...] about የሃገራችን ፖለቲካዊ ሁኔታና የመፍትሔ ሃሳቦች
ምህናጽ ትሕተ-ቕርጺ ኣብ ኤርትራ
ተወልደብርሃን ገብረ | 07/25/2016 tewoldebrhan07242016 … [Read more...] about ምህናጽ ትሕተ-ቕርጺ ኣብ ኤርትራ
ናትና ዘቤታዊ ዋዕላኸ ንመዓስዩ?
ሎንዶን | ቀለታ ኪዳነ | 24 July 2016 ክቡራትን ክቡራንን ሎሚ እውን ከመይ ቀኒኹም? ኣብዚ ዝሓለፈ መዓልታት ዝቐረበ ኣህጉራዊ ኤርትራዊ መጽናዕትታት ብ 22 ሓምለ 2016 ብወግዒ ከም ዝተዛዘመ ትሓቢሩ። ኤርትራ ካብቲ ተነጺላ ተባሂላ ዝዝረበላ ዝነበረ መረረ ወጺኣ ምስ ማሕበረሰብ ዓለም ትዋስኣሉ ኣህጉራዊ ዋዕላ ከተዳሉን ካብ ምሉእ ዓለም ዝመጹ ዝተፈላለየ ናይ መጽናዕቲ ወረቓቕቲ ዘቕረቡ ምሁራትን ክኢላታትን ኣኪባ ክትመያየጥ ምብቅዓን ከኣ ካብ ማንም ንላዕሊ ንዓና ንዜጋታታ ዘገድስን ዘሓጕስን ወረ ከም ዝኸውን ዘጠራጥር ኣይኮነን። ኣብቲ መደምደምታ ዋዕላ … [Read more...] about ናትና ዘቤታዊ ዋዕላኸ ንመዓስዩ?
ካብ ጸባ ዘይተረኸበስ ካብ ማይጨባ
ተወልደብርሃን ገብረ | erigazette.org እዚ ኣርእስቲ’ዚ ብተደጋጋሚ ዝምሰል ናይ ኣቦታት ወይ ኣዴታት ገላጺ ምስላ እዩ። እቲ ስዒቡ ዝመጽእ ሰማዐይ ወይ ኣንባባይ መሲልካ እንታይ ኣምጻእካ ዝብል ሕቶ እዩ ። ሓጺር መልሰይ ካባና ዘይተረኽበስ ካብ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ማለተይ እዩ። ቅድሚ ናብቲ ዘምጽኣኒ ጕዳይ ምእታወይ ግን ብዛዕባ ፖለቲካዊ እምነተይ ገለ ክብል። ፖለቲካዊ እምነተይ ኣብ ኤርትራ፥ ዘይሰልፋዊ ወይ ዘይሻራዊ ደሞክራሲያዊ ስርዓት ርእሰ‐ምርኮሳ ነጻ ዕዳጋ ብፍላይ ድማ ንዜጋታት ቀዳምነት ዝህብ ህሉዋት ማዕከናት ዜና ኤርትራ ካብ … [Read more...] about ካብ ጸባ ዘይተረኸበስ ካብ ማይጨባ
ገ እናበሉኻዶ ትጋገ !
Published on Jul 20, 2016 | ቀለታ ኪዳነ … [Read more...] about ገ እናበሉኻዶ ትጋገ !
Abstracts selected for the the International Conference on Eritrean Studies (ICES) held in Asmara (20-22 July 2016)
source: http://www.ices-eritrea.org/ The First International Conference on Eritrean Studies (ICES) was held Wednesday to Friday this week (July 20-22) at the Asmara Palace Hotel in Asmara, under the theme of ‘Eritrean Studies – The Way Forward.’ The conference was opened by the Minister of Education, Mr. Semere Russom, and also addressed by the Minister of Information, … [Read more...] about Abstracts selected for the the International Conference on Eritrean Studies (ICES) held in Asmara (20-22 July 2016)
ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ
ሰሉስ 19 ሓምለ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ … [Read more...] about ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ
እታ ናይ ሞት መጽሓፍ!
Jul 12, 2016 | Radio Wegahta … [Read more...] about እታ ናይ ሞት መጽሓፍ!