PBS: Escaping Eritrea … [Read More...] about ካብ ውሽጢ ቤት ማእሰርታት ኤርትራ
TIGRINJA
ብጉልባብ ኢዮቤላዊ ናጽነት ኣይንተሃመል!
መልእኽቲ ወጋሕታ | መጋቢት 26 ዓመተ 2016 | ኢዲቶሪያል ቦርድ ወጋሕታ ሳሊና Listen to story ኢሳይያስ ዝመርሖ ጉጅለ ብሩራዊ ኢዮቤልዩ ናጽነት ንምጽምባል ዳንኬራን ጎይላን ከዳምቕ ላዕሊ ታሕቲ ይብል’ሎ። ሃገራዊ ናጽነት ክብሃል ከሎ መሬታዊ ናጽነት ማለት ድዩ? ዝብል ሕቶ ኣብ ሕድሕድ ኤርትራዊ ዝልዓል ሕቶ’ዩ። ህዝቢ ኤርትራ ናጽነት ንምምጻእ ደም ከፊሉ ዝረኸባ ሃገር ኣብ መሬቱ ከይነብር ክጻወሮ ዘይክእል ሕሰምን ኣደራዕን ክወርዶ ስለዝተገበረ ነታ ህይወት ከፊሉ ዘምጽኣ ናጽነት ብባርነት ስለዝተተክአት ሃገር ከምዘይብሉ ስደት ክውሕዝን ክበርስን ተገዲዱ። ብዋጋ ህይወቱ … [Read more...] about ብጉልባብ ኢዮቤላዊ ናጽነት ኣይንተሃመል!
Mistrawit camera Wegahta ab bet maeserti Adi Abieto
BACK2KCAB: FIVE VOICES AND DIFFERENT VIEWS ON THE ERITREAN ECONOMY
Take 1: Ato Hagos Ghebrehiwet, Head of Economic Affairs of the PFDJ (Published on Oct 15, 2013) & Ato Kibreab Woldemariam GM, Bank of Eritrea (Published on Nov 6, 2015) Take 2: Tegadalay Kibrom Dafla (Published on Sep 3, 2013 and Feb 8, 2016, respectively) Listen more: (November 20, 2015) … [Read more...] about BACK2KCAB: FIVE VOICES AND DIFFERENT VIEWS ON THE ERITREAN ECONOMY
BACK2BACK: HUMAN RIGHTS & ERITREA
ቃለ መሕትት ምስ ተስፋይ ኣርዓዶም | Jan 11, 2016 | Alenalki.com Human Rights in Eritrea Part 1 & Part 2 | Aug 2, 2015 | Hdri Eritrea … [Read more...] about BACK2BACK: HUMAN RIGHTS & ERITREA
ኣብነታዊት ጓል ኣንስተይቲ መንእሰይ
ኣብራሃም ብርሃነ | 11 March 2016 | Asmarino.com ደቂ ኣንስትዮ ግቡእ ቆላሕታ ተተዋሂብወን ታሪኽ ክሰርሓ ከምዝኽእላ ኣብ ዝሓለፈ ሓደ ዘመን ሕርሕራይ ገቢረን ኣርእየናን እየን።ኣብ ዝሓለፈ 50 ዓመታት ኸኣ፡ ኣብ ሳልሳይ ዓለም ሱታፌ ደቂ ኣንስትዮ ደርማስ ኣበርኽቶ ከምዝነበረ ማህደራት ታሪኽ ይሕብሩ እዮም።ኣብ ሰውራ ኤርትራ ተራ ደቂ ኣንስትዮ ን’ኣድማ ገረሞ ዘብል ምንባሩ ተማራመርቲ፡ጸሓፍትን ኣብቲ ቓልሲ ዝነበሩ ዝህብዎ ምስኽርነት እኩል መርትዖ እዩ። ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ኩሉ ቦታ ይ’ኣትዋ፣ ዝተውሃበን ዕማም ብዘይ ነግፈረግ ብዕቱብን ብልዑል ወንን ከምዝፍጽማ ብቐሊሉ … [Read more...] about ኣብነታዊት ጓል ኣንስተይቲ መንእሰይ
የህወሃት መከላከያ ሠራዊት ወደ ኤርትራ መጠጋት እውን ከኤርትራ ጋር ጦርነት ለመግጠም ወይስ በኤርትራ የሚገኙ አማጽያን ወደ ኢትዮጵያ እንዳይገቡ ለማድረግ?
አንተነህ ገብርየ | March 7, 2016 | EthioFreedom አጭር መግቢያ፦ከ1998 እስክ 2000 የዘለቀው ጦርነት ከሁለቱም ወገን ከፍተኛ የሰው ሕይወትና የሀገር ሀብት ማውደሙ ይታወቃል።ያኔ ህወሃት ጨርቅ ነው ሲለው የነበረውን የኢትዮጵያ ሕዝብ ሰንደቅ ዓላማ ከፍ አድርጎ በማውለብለብ መላ ኢትዮጵያውያን ከጎኑ እንዲሰለፉ ጥሪ ማቅረቡ፤እንደ አሮጌ ቁና የጣለውንና የበተነውን የቀድሞ ሠራዊት መማጸኑም ይታወቃል ማንም አላቅማማም ሁሉም ጥሪውን ተቀብሎ ዘመተ ዘመቻው ቀጥሎ ወደ አሥመራ ብቅ ሲል የኢትዮጵያው ጦር እንዲያፈገፍግ ተደረገ የኢትዮጵያን መሬት ለኤርትራ በማስረከብ የተጠናቀቀው ጦርነት … [Read more...] about የህወሃት መከላከያ ሠራዊት ወደ ኤርትራ መጠጋት እውን ከኤርትራ ጋር ጦርነት ለመግጠም ወይስ በኤርትራ የሚገኙ አማጽያን ወደ ኢትዮጵያ እንዳይገቡ ለማድረግ?
ካህናት ተዛሪቦም፤ ምቕልቃል ሓርነታዊ ቲዮሎጂ ኣብ ኤርትራ ዶኾን ይኸውን?
ብፕሮፈሰር ግርማይ ነጋሽ | August 23, 2014 | Awate.com “ኣቱም ኣቦይ ቀሺ’የ፤ ዓገብ እንዶ ኣይትብሉየ ” (ሓደ ዛንታ፡ ገጽ 25)መእተዊእዚ ሓተታ’ዚ እቲ ኣብ ወርሒ ግንቦት 2014 ብካቶሊካውያን ኣቡናት ኤርትራ ዝቐረበ “ሓውኻ ኣበይ ኣሎ?” ዝብል ጽሑፍ ዘንቀሎ ኢዩ። እዚ ብኣርባዕተ ዓበይቲ ካህናት እታ ቤተ-ክርስትያን ዝተዳላወ ኣገዳሲ ጽሑፍ’ዚ ብመገዲ ኢንተርነትን ካልኦት መራኸቢታትን ኣብ ኤርትራን ምሉእ ዓለምን ተዘርጊሑ፡ ኣርእስቲ ክትዕን ዕላልን ኮይኑ ንኣዋርሕ ቀጺሉ። እቲ ጽሑፍ: ናይቲ ብሰንኪ ብህዝቢ ዘይተመርጸ: ብፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝምራሕ: ዲክታቶራዊ … [Read more...] about ካህናት ተዛሪቦም፤ ምቕልቃል ሓርነታዊ ቲዮሎጂ ኣብ ኤርትራ ዶኾን ይኸውን?
ጸሓይ በሪቑላ ዘይትፈልጥ ሃገር – ካልኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል
March 12, 2016 | Sallina.com Tadesse Teweldebirhan Part Two … [Read more...] about ጸሓይ በሪቑላ ዘይትፈልጥ ሃገር – ካልኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል
ወያኔ፤ አንድም በብልሀት – አንድም በጉልበት
ይገረም አለሙ | abbaymedia,com ወያኔዎች ለትግል በርሀ ገባን የሚሉበት ግዜ የንጉሡ ሥርዓ ፈርሶ ኢትዮጵያ ወዴት አንደምትሄድ አይደለም የት ላይ እንደቆመች እንካን ብቅጡ ያልየበት ወቅት ስለነበር ለብሶት ዳርጎ ወደ ጫካ የሚያስኬድ ቀርቶ ከተማ ተቀምጦ ለማኩረፍ የሚያበቃ በደል ነበር ለማለት አይቻልም፡፡ ስለሆነም ወያኔዎች በዛን ወቅት ለትግል የተነሱት የአጼ ዮሐንስን ቤተ መንግሥት ይዘው የትግራይን መንግሥት የመመስረት ህልማቸውን ለማሳካት መንግሥት አልባው ወቅት ምቹ ሆኖ ስለታያቸው ነበር፡፡ ቢዘገይም ካሰቡት በላይ ተሳክቶላቸዋል፡፡ ወያኔዎች ሀ ብለው ትግል ሲጀምሩ በሰነድ ያሰፈሩት … [Read more...] about ወያኔ፤ አንድም በብልሀት – አንድም በጉልበት
ኣብ ኣኼባ ኣዲስ ኣበባ ዝተሳተፉ 3ተ ምሁራት ኤርትራውያን
ኣብ ኣኼባ ኣዲስ ኣበባ ዝተሳተፉ 3ተ ምሁራት ኤርትራውያን … [Read more...] about ኣብ ኣኼባ ኣዲስ ኣበባ ዝተሳተፉ 3ተ ምሁራት ኤርትራውያን