PBS: Escaping Eritrea … [Read More...] about ካብ ውሽጢ ቤት ማእሰርታት ኤርትራ
TIGRINJA
Democracy and Eritrea
Editor: First appeared in deqebat.com ASIN_OMER_5_01_2012-1 DEMOCRACY_ERITREA_01-2 … [Read more...] about Democracy and Eritrea
“ሳግላ ብላዕ ኣይትቕላዕ“: ብህይወትካ ምጥላዕ!
ዑቕባይ ገብረመድህን፡ ከምብሪጅ፡ ማሳቹሰትስ፡ ሰ.ኣ. | መጋቢት 5፡ 2016 | ASSENA “ግድነት ሽግር ኪህሉ እንተ ድኣ ኾይኑ፡ ኣብ ግዜይ ይኹን፣ ውላደይ ሰላም ምእንቲ ኪህልዎ።“ (“If there must be trouble, let it be in my day, that my child may have peace.”) –Thomas Paine (***ምስጢር ናይዚ ጥቕሲ ድሕሪ ናጽነት ብወለዲ ፍጹም ስለ ዝተዘንግዐ፡ ወለዲ ቀበርትና ይግበርኩም ዝብሉዎ ዝነበሩ ምርቓ ቁልቁል ኣፉ ተደፊኡ፡ ደቂ ንወለዶም ክንዲ ዝቐብሩ፡ ወለዲ ንደቆም ዓው ኢሎም ዝበኽዩሉን ዝቐብሩሉን ዕድል`ኳ ዝተኸልከሉሉ … [Read more...] about “ሳግላ ብላዕ ኣይትቕላዕ“: ብህይወትካ ምጥላዕ!
ካልተስማማን እንደሀገር እንጠፋለን
ግርማ ካሳ | March 3, 2016 | ከአዲስ ገጽ እትም ስድስት የተወሰደ በግምት ከሃያ አራት ዓመታት በፊት ይሆናል ቀኑ። በኢትዮጵያ እርቅና ሰላም እንዲኖር ብዙ ጊዜ የሚደክሙና የሚጸልዩ፣ ቄስ ቶሎሳ ጉዲና የሚባሉ አንድ መንፈሳዊ አባት፣ ምዕመናንን ሲያስተምሩ የተናገሩት፣ ሁልጊዜ የማስታወሰውና የማልረሳው አባባል ነበር። «አዲስ አበባ አንድ ወዳጄ አርፎ ለቀብር ሄድኩኝ። የወዳጄ የቀብር ሥነ-ሥርዓቱ ካለቀ በኋላ ሌሎች ወደ ቤታቸው ሲመለሱ እኔ በዚያው ቆየሁ። በመቃብሩ ቦታ ያሉትን ኃውልቶች እያየሁ በድንጋዮቹ ላይ የተጻፉትን የሟቾቹን ስምና መንፈሳዊ ጥቅሶች ማንበብ ጀመርኩኝ። ዞር ስል … [Read more...] about ካልተስማማን እንደሀገር እንጠፋለን
Eritrea TV – Hateta – 1 March 2016
ኤርትራ፡ ግዳይ ጭቆናዊ ሞደልን ዕንደራን
ኣማኑኤል ሳህለ | March 3 2016 | ASSENA ገለ ሃገራት ኣለዋ፡ ብምኽንያት ጀዎግራፍያዊ ኣቀማምጣአን ይኹን ወይ ፖለቲካውን ሕብረተሰብኣውን ኣቃውማአን፡ ግዳይ ጎረባብቲ ሃገራት ወይ ሓያላን ሃገራት ዝኾና። ካብተን ዝዝክረን ሃገራት ሓንቲ: ፖላንድ እያ። እዛ ሃገር እዚኣ ብዕንደራዊ ይኹን ወይ ስትራተጅያዊ ምኽንያት፡ ብጎረባብታ ክትውረርን ክትዝመትን እያ ኣሕሊፋቶ። አረ ሓደ እዋንስ ካብ ካርታ ዓለም ዝጠፍኣትሉ ኣጋጣሚ ነይሩ እዩ። ከምኡውን ከም በዓል ኣርመንያ፡ በልጁም፡ ኣልዛስ ሎረን ዝበሃላ ሃገራት ወይ ግዝኣታት፡ ተመሳሳሊ ዕድል ኣጋጢሙወን እዩ። ሓሰኻ ደምበስ ኣብ ዝለምለመሉ ዚብሉዎ … [Read more...] about ኤርትራ፡ ግዳይ ጭቆናዊ ሞደልን ዕንደራን
ጸሓይ በሪቑላ ዘይትፈልጥ ሃገር
March 2, 2016 | Sallina.com ቀዳማይ ክፋል … [Read more...] about ጸሓይ በሪቑላ ዘይትፈልጥ ሃገር
ንሕናን ዕላማናን
02 Mar 2016 | nselam.com NehnanElamanan PDF … [Read more...] about ንሕናን ዕላማናን