PBS: Escaping Eritrea … [Read More...] about ካብ ውሽጢ ቤት ማእሰርታት ኤርትራ
TIGRINJA
ቃልስናን ታሪኽናን በርኔንተ ኮይኑ ከይተርፍ (Lest Our Labour Come to Naught)
ብ ኣማኑኤል ሳህለ ኣቦታትና ቀደም፡ ኩሉ እቲ ዝጸዓሩሉን ዝደኸሙሉን ተስፋ ዘንበሩሉን ዕማም ይኹን ዕላማ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቶም ከም ትኪ ኪበንን ከሎ ኪርእዩ ከለዉ፡ ዓሕ! በርኔንተ፡ ማለት ንብላሽ ደኺመ ይብሉ ነይሮም። እዛ በርኔንተ እትብል ቃል፡ ሽሕኳ ናይ ጣልያን ቃል እንተ ነበረት፡ በርኔንተ! ኪብሉ ኸለዉ ግን፡ እቲ ኣበሃህላ ነቲ ንብላሽ! ዚብል ቃል፡ ፍሉይ ሓይልን ስፍሓትን ትርጉምን ይህቦ ነይሩ አዩ። ኣብዚ ዘለናዮ እዋን፡ ማለት ሃገርና፡ ድሕሪ ነዊሕን መሪርን ብረታውን ደማውን ቃልሲ፡ ናብቲ ቅድመ-ገድሊ ዝነበረ ግዜ ክትምለስ ቀሪባ ኣብ ዘላትሉ ኩነታት፡ ነቲ ኣሕ በርኔንተ ዚብል … [Read more...] about ቃልስናን ታሪኽናን በርኔንተ ኮይኑ ከይተርፍ (Lest Our Labour Come to Naught)
ከዶ/ር ዳኛቸው አሰፋ ጋር የተደረገ ቆይታ እና አስገራሚ ንግግራቸው!!
Published on Aug 5, 2018 Published on Aug 12, 2018 … [Read more...] about ከዶ/ር ዳኛቸው አሰፋ ጋር የተደረገ ቆይታ እና አስገራሚ ንግግራቸው!!
ልደቱ አያሌው በመቀሌ ያደረገው አስገራሚ ንግግር
Published on Aug 6, 2018 … [Read more...] about ልደቱ አያሌው በመቀሌ ያደረገው አስገራሚ ንግግር
ፈነወ ንጋባእ ብኤርትራዊ ምንቅስቓሳት ንለውጢ ዝውሰዱ ዘለዉ ተበግሶታት
ፈነወ ንጋባእ Ngabae Broadcasting (by Mem Zeru) 2018-07-21- ብኤርትራዊ ምንቅስቓሳት ንለውጢ ዝውሰዱ ዘለዉ ተበግሶታት … [Read more...] about ፈነወ ንጋባእ ብኤርትራዊ ምንቅስቓሳት ንለውጢ ዝውሰዱ ዘለዉ ተበግሶታት
መስርሕ ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን – ጽልዋኡን
Mr Kubrom Dafla (Seminar at Hdri Jeganuna 07 July 2018) Part-1 … [Read more...] about መስርሕ ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን – ጽልዋኡን
Panel discussion- Eritrean voices on Eritrea-Ethiopia relations
Panel discussion- Eritrean voices on Eritrea-Ethiopia relations – Pt 1 Panel discussion- Eritrean voices on Eritrea-Ethiopia relations – Pt 2Panel discussion- Eritrean voices on Eritrea-Ethiopia relations – Pt 2 Panel discussion- Eritrean voices on Eritrea-Ethiopia relations – Pt 3 6 Share … [Read more...] about Panel discussion- Eritrean voices on Eritrea-Ethiopia relations
ብዛዕባ ምምልካት ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን
ብዛዕባ ምምልካት ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን … [Read more...] about ብዛዕባ ምምልካት ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን
“ሉኣላዊነት ኤርትራ ብሕጊ እንተተረጋገጸ’ኳ፣ ብድልየት ህዝቢ ኤርትራ ከምዝመጸ ኣምሲልካ ዝቐርብ ሕቶ ኣንድነት” ። መስፍን ሓጎስ
ስዊዛዊ ሓኪም ንምስሊ ኤርትራ የቆናጁ
MESTYAT BETNA | 19 dec. 2017 ነጸብራቕ ሓቀኛ ምስሊ ኤርትራ! … [Read more...] about ስዊዛዊ ሓኪም ንምስሊ ኤርትራ የቆናጁ
ተኽእሎ ሕጋዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ
Kubrom Dafla | 12 dec. 2017 | asmarino.com ተኽእሎ ሕጋዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ … [Read more...] about ተኽእሎ ሕጋዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ