PBS: Escaping Eritrea … [Read More...] about ካብ ውሽጢ ቤት ማእሰርታት ኤርትራ
Archives for May 2017
“ብርሃን ንደርማስ ምዕባለ” – ሓዱሽ ናይ 12 ኣዋርሕ ውጥን መንግስቲ ኤርትራ
ብተወልደብርሃን ገብረ | MAY 30, 2017 | asmara-online.com ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ህዝቢ ኤርትራ ነቲ ቅድሚ 26 ዓመታት ብዓወት ዝደምደመሉ ማዓልቲ ናጻነቱ ኣብ ሃገርን ኣብ ወጻኢን ብድምቀት ከም ዘኽበረ ይዝከር። ንቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ከካሻምሹ ቀትርን ለይትን ዝሰርሑ ተዂላታት ኣብ ግምት ኣእቲኻ ንማዓልቲ ናጽነት ብዝደመቐ መንገዲ ምዝካር ኣገዳስነቱ ልዑል ኢዩ። ተዂላታት ንዘሎና ብልሹው ምሕደራን ዕጹው ፖለቲካውን ቁጠባውን ባይታ ተጠቂሞም ቀደምስ ኣይበልናኩምንዶ ዝዓይነቱ ፕሮፖጋንዳ ክነዝሑን ንፍናንን ሃገራውነትን ኤርትራውያን ክፈታተኑ ምርኣይ እንጽበዮ ውሕ ውሕ ኣኽላባት ደምበ ኢዩ። … [Read more...] about “ብርሃን ንደርማስ ምዕባለ” – ሓዱሽ ናይ 12 ኣዋርሕ ውጥን መንግስቲ ኤርትራ
ካበይ:ኣበይ:ናበይ:
ሃብተ ገብረ (ችፓላ | 18 ግንቦት 2017 | meskerem.net “ሰፌሕ ሱታፌ ናይ ኩሉ ኤሪትራዊ ዜጋ ዘይምርግጋጽ ድማ ዊዒሉ ሓዲሩ ክሳራ ህግደፍን ኣባላቱን ጥራይ ዘይኮነ ክሳራ ሙሉእ ህዝቢ ኤሪትራ ኢዩ ክኸውን።ዩ” ናይ ሎሚ 9 ወርሒ፡ ብልክዕ 13 መስከረም 2016፡ ብዛዕባ “መደብ ብጋህዲ ኣብ ወጻኢ“ ቁጽሪ 4 ን 5 ከምኡ’ውን “ውልቃዊ ርእይቶ ምሕሬ ወዲ ኣባሻውል” ኣመልኪተ፡ ሓደ ዓንቀጽ ናብ መስከረም ዶት ኔት ሊኢኸ ኔረ። ናብ ናይ ሎሚ መዛተይ ኣርእስተይ ቅድሚ ምስጋረይ፡ ከም መእተዊ፡ ቁሩብ ካብታ ዓንቀጽ ክጠቅስ። ኣብታ ዓንቀጽ፡ ”ንሕና ኤሪትራውያን ብሓባር ክንርዕመሉ ዘሎና … [Read more...] about ካበይ:ኣበይ:ናበይ:
መብጽዓን መደረን ፕረሲደንትና ካብ ሎም ዘበን ክሳብ ንዓመታ እዚ እዋንዚ’ዩ !!!
ኣወሃሃድን ኣቕራብን ቀለታ ኪዳነ | May 30, 2017 መደብ ሓቅን ብጋህድን ካብ ስደት ቍ. 19 ኣወሃሃድን ኣቕራብን ቀለታ ኪዳነ መብጽዓን መደረን ፕረሲደንትና ካብ ሎም ዘበን ክሳብ ንዓመታ እዚ እዋንዚ’ዩ !!! ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ተኸታተልቲ ርሑስ መበል 26 ብዓል ናጽነት ኣሕሊፍኩም ክትኮኑ እናተመነና ንሎሚ ኣብ መደብ ሕቅን ብጋህድን ካብ ስደት ቍ. 19 ቀሪብናልኩም ዘሎና ብዛዕባቲ ኣብ መርበብ ሓበሬታ መስከረም ቀሪቡ ዝቐነየ ካበይ ኣበይ ናበይ ዝብል ካብ ቃለመጠይቕ ፕረሲደንት ኢሳያስ ተወሲዱ ኣብ ሓደ ካብ ተኸታተልቲ ዘቕረቦ ጽሑፍ ዝህልወና ርእይቶ ኢዩ። እወ መበል 26 … [Read more...] about መብጽዓን መደረን ፕረሲደንትና ካብ ሎም ዘበን ክሳብ ንዓመታ እዚ እዋንዚ’ዩ !!!
Mauritius shows why it could become a financial hub
RENEE BONORCHIS | 30 MAY 2017 | BUSINESS DAY Mauritian banks are becoming beacons of growth and stability in sub-Saharan Africa. Unscathed by the vagaries of the oil price and unhindered by the political battles that have roiled some of their continental peers, the Indian Ocean island’s lenders have been bolstered by an economy growing faster than many of the … [Read more...] about Mauritius shows why it could become a financial hub
The road less taken: Migration from Eritrea slows
May 25th 2017| KHARTOUM | THE ECONOMIST Young people fleeing indefinite military service are encountering more obstacles on the route through Sudan IN JERIF, a district of Khartoum, young Eritreans listen to Tigrinya pop music in dimly lit restaurants, or watch football at an oppressively hot community centre supported by their government. They are mostly male, and almost … [Read more...] about The road less taken: Migration from Eritrea slows
Oslo Freedom Forum 2017
EVAN MAWARIRE | 26 May 2017 | Oslo Freedom Forum Evan Mawarire Full interview 2017 | Feb 16, 2017 … [Read more...] about Oslo Freedom Forum 2017
Asian Kenyans Seek to Be Declared a ‘Tribe’ of Their Own
KIMIKO de FREYTAS-TAMURA | MAY 25, 2017 | THE NEW YORK TIMES NAIROBI, Kenya — Kenya’s national census used to classify them as “Other.” Now, Kenyans of Indian and Pakistani descent, many of whose forebears helped build the nation and fight colonialism but who have often been secluded from mainstream Kenyan life, are demanding official recognition for the first … [Read more...] about Asian Kenyans Seek to Be Declared a ‘Tribe’ of Their Own
የትግራይ ዴ. ትብብር አመራር ዶ/ር አረጋዊ በርሄ በሲያትሉ ጉባዔ ላይ “የኢትዮጵያ ፈተናዎች እና የአዲስ ስርዓት ተስፋ” በሚል ያቀረቡት ንግግር
(ዘ-ሐበሻ) ዛሬ ቅዳሜ ሜይ 27 እየተካሄደ ያለው እና ነገ እሁድም የሚቀጥለው የኢትዮጵያ ብሄራዊ አንድነት ጉባኤ ላይየትግራይ ዴሞክራሲያዊ ትብብር አመራር ዶክተር አረጋዊ በርሄ ያደረጉት ንግግር ሙሉ ቃል:: Prof Mesfin Woldemariam's Speech at National Unity Conference Seattle, Washington 2017 Lencho Bati's Speech at National Unity Conference Seattle, Washington 2017 Dr Aziz Mohammed's Speech at National Unity Conference Seattle, Washington … [Read more...] about የትግራይ ዴ. ትብብር አመራር ዶ/ር አረጋዊ በርሄ በሲያትሉ ጉባዔ ላይ “የኢትዮጵያ ፈተናዎች እና የአዲስ ስርዓት ተስፋ” በሚል ያቀረቡት ንግግር
ጥፋቱ የማን ነው? የትግሬዎች ወይንስ የአማሮች?
ዳግማዊ ጉዱ ካሣ | May 2017 | ኢትዮጵያ ዛሬ እጅግ አሣፋሪና ታሪክ ይቅር የማይለው በደል “ወንድም በወንድሙ ላይ” ሲፈጽም በጣም አሳዛኝ ነው ‘ትግራይ ሪፐብሊክ’ ውስጥ ሰሞኑን የእግር ኳስ ጨዋታ በአማራና በትግሬ መካከል ተካሂዶ እንደነበርና ትግሬዎች አማሮችን ሰባብረው መጣላቸው ከተሰማ ሰነበተ፤ አጀንዳ መፍጠር የማይታክታቸው ትግሬ ወያኔዎች በዚህችም እያንጫጩን ነው። “እሰይ!” አይባል ነገር ሆኖብኝ እንጂ ትግሬዎቹ ያደረጉት ነገር የማይጠበቅ አልነበረምና ጥፋቱ ሙሉ በሙሉ የአማሮች እንደሆነ የማተቤን መመስከር እችላለሁ። የቀበጡ ለት ሞት አይገኝም፤ ፍየል ሲሰባ(ም) ሾተል ያሸታል። … [Read more...] about ጥፋቱ የማን ነው? የትግሬዎች ወይንስ የአማሮች?
ሰሚናር ኤርትራዊያን ደለይቲ ፍትሒ ሆላንድ
ሰሚናር ኤርትራዊያን ደለይቲ ፍትሒ ሆላንድ:-2ይ ክፋል፣ሕቶን መልስን Eritrean Information 2017 part 3 ክፉት ዘተ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ሆላንድ … [Read more...] about ሰሚናር ኤርትራዊያን ደለይቲ ፍትሒ ሆላንድ