PBS: Escaping Eritrea … [Read More...] about ካብ ውሽጢ ቤት ማእሰርታት ኤርትራ
Blog
ፍሽለት ናይ መንነት ፖሊቲካ ኣብ ኤርትራ:
ዶር ገ/መስቀል ገ/ማርያም | Jun 2, 2017 | ER-Social Media … [Read more...] about ፍሽለት ናይ መንነት ፖሊቲካ ኣብ ኤርትራ:
ሓጺሩኒ እንተበልኩስ ተደቢሩ ይስዕስዕ።
የዕብዮ ወልደማርያም | 15 June 2017 | asmarino.com ኣብዚ ሓጺር እዋን ኲነታት ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ሓደገኛ ደረጃ ምብጽሑ ንቡዙሓት ዘሰከፈ ጉዳይ ኮዩኑ ተረኺቡ ኣሎ። እንተኾነ እዚ ሓዲሽ ተርእዮ ዘይኮነስ፡ ንዐሰርተታት ዐመታት ተጠጂኡ ዝጸንሔ ሓንሳእ ክግንፍል ንዉሱን እዋናት ድማ ክሰክን ዝተዐዘብናዮ ኲነታት ኢዩ። ጠንቂ ናይ’ዚ ኣብ ላዕለዋይ ጽፍሒ በጺሑ ዘሎ ቅልውላው ድማ እቲ ኣብ መንጎ ክልተ ባእታታት ናይቲ ዞባ (ብሓፈሽኡ ድማ ምስ ወጻእተኛታት) ዝሰፈነ ዘይተዐረቕ ግርጭታት ብርኡይን ብሱዉርን ኣብ ምፍሕፋሕ ደረጃ ስለዝርከብ ኢዩ። እቲ ግርጭት ቶም ብሃይማንኖትን፡ ብቀቢላዊ … [Read more...] about ሓጺሩኒ እንተበልኩስ ተደቢሩ ይስዕስዕ።
መስርዕና ኣብ 80፡ ብምኽንያት 20 ሰነ 2017
ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም | togoruba.org ኩለን ሃገራት ዓለም፡ ንዘዝሓለፍኦ ኲናትን ምረትን እናዘከራ ዝትርኻሉን፡ ንዝሓለፉ ጀጋኑአን ዝዝክራሉን ነናይ ገዛእ-ርእሰን ዕለታት ኣለወን። 20 ሰነ’ውን፡ ነቶም ሃገሮም መዓርን ጸባን ዝሕለባ፡ ብልጽግትን ምዕብልትን ክትኮኖሎም ኣሚኖም፡ ነቲ ዘይከኣል ዝኸኣሉ፡ ነቲ ዘይሕለፍ ዝሓለፉ፡ ንሳቶም’ውን ኣብቲ ጉዕዞ ዝሓለፉ ስዉኣትና እንዝክረላ መዓልቲ ካብ ትኸውን ዓመታት ሓሊፉ ኣሎ። እዛ ዕለት’ዚኣ መዓልቲ ሓበንን ሓዘንን ጥራይ ዘይኮነት፡ ነቲ ኤርትራዊ ሃገራውነት ንምህናጽ ዝሓለፍናዮ መሪር፡ ኣዝዩ መሪር ጉዕዞ ዘኪርና፡ ነቲ ድሒሩ ከም ማይ … [Read more...] about መስርዕና ኣብ 80፡ ብምኽንያት 20 ሰነ 2017
ደምበርከ ወዲ ዜጋ ድየ? ደምበርከ ኤርትራዊ ድየ?
INTERVIEW WITH MEHARI GAFO TIGRIE 10 06 2017 | Jun 16, 2017 | sallina.com … [Read more...] about ደምበርከ ወዲ ዜጋ ድየ? ደምበርከ ኤርትራዊ ድየ?
GCC crisis: How to resolve the diplomatic rift
Beverley Milton-Edwards | Thursday, June 15, 2017 | World Affairs On Monday 5 June, Saudi Arabia, the United Arab Emirates (UAE), Bahrain, and Egypt cut ties with the Gulf state of Qatar, claiming Doha’s regional policies were fueling extremism and terrorism. Within days, other states severed or downgraded ties and the rift appeared to be widening. A week earlier, Gulf … [Read more...] about GCC crisis: How to resolve the diplomatic rift
