PBS: Escaping Eritrea … [Read More...] about ካብ ውሽጢ ቤት ማእሰርታት ኤርትራ
TIGRINJA
ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ
ሰንበት 17 ሓምለ 2016 – ድምጺ ሬድዮ መድረኽ … [Read more...] about ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ
ኣብ ኮርመናዕ ሞት ንቡር’ዩ!- ሳልሳይን ናይ መወዳእታን ክፋል
ዕላል ምስ መንእሰይ ዘርኣይ ሰረቐ- ሳልሳይ ክፋል … [Read more...] about ኣብ ኮርመናዕ ሞት ንቡር’ዩ!- ሳልሳይን ናይ መወዳእታን ክፋል
ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ
ዓርቢ 15 ሓምለ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ ሓሙስ 14 ሓምለ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ ሰሉስ 12 ሓምለ 2016 – ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ … [Read more...] about ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ
ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ 2016 06 21 ጀኔቫ
Jun 29, 2016 | Tv Dimtzi Eritrawian, Stockholm … [Read more...] about ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ 2016 06 21 ጀኔቫ
ዝኸበርካ ኣቶ ቀለታ ኪዳነ
ማሕሙድ ሳልሕ | Saturday, July 9, 2016 | meskerem.net ብቀዳምነት ዕድመን ጥዕናን እምነየልካ። ጽሑፋትካን ንጥፈታትካን ብኣኽብሮት’የ ዝከታተሎ። ኣብዚ፡ ጫቝጫቝታን ዕግርግርን ዝመልኦ ግዜ፡ ከምዚ ከማኻ ኣንፈትና ከይንስሕት ዘዘኻኽሩና ዓበይቲ ዓዲ እንተዝበዝሑልና ከመይ ምጸበቐ። ክርዳድን ስርናይን ክንኣሊ ዝመኽሩና ምኩራት፡ እቲ ቁም-ነገር ካብ ቆሎ-ጥጥቆ ክንፈልን ኣብቲ ኣገዳስን መሰረታውን ክነድህብ ዝገንሑና እንተዝስስኑልና ክንደይ ኮን ድንቂ ምኾነ። ኮይኑ ግን፡ ፈጣሪ ልብና ኣዕብዩ ነቶም ዝርካብኩም ውሑዳት ዓበይቲ ዓዲ ብጽሞና ክንሰምዓኩም እንተዘኽእለና እውን … [Read more...] about ዝኸበርካ ኣቶ ቀለታ ኪዳነ
ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ
08 ሓምለ 2016 | ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ … [Read more...] about ፕሮግራም ሬድዮ መድረኽ
ሓደጋታት ናይ ብዘይ ልዕልና ሕጊ ዝውሰኑ ሉዓላዊ ጉዳያት ኤርትራ
Erimedrek | July 7, 2016 ኣብዚ ሳልስቲ እዚ ወደብ ዓሰብ ብ500 ሚልዮን ዶላር ንሕቡራት ኢማራት ዓረብ ከምእተኻረየ ብዝተፈላለዩ ምንጭታት ወግዓውነቱ ብዘረጋግጽ መንገዲ ክግለጽ ቀንዩ ኣሎ። ኣብዛ ዝሓለፈ ዓመተ 2015 ኣብ ኤርትራ ብደረጃ ዘቤትን ዞባን ኣብ ቁጠባዊ ፖለቲካዊ ማሕበራዊን መዳያት ዝተፈላለዩ ምዕባለታት እኳ እንተተራእዩ፥እቲ ዝዓበየ ግን ኣብ ጸጥታውን ወተሃደራውን መዳይ ዝተኸስተ ምዕባለታት እዩ ክበሃል ይከኣል። እዚ ክስተትዚ ምስ ጽምዶ ናይ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ወተሃደራዊን ጸጥታውን ኩነታት የመን ብፍላይ ኣብ ዞባ ወሽመጥ ዓረብን ማእከላይ ምብራቕን ድማ ብሰፊሑ፥ … [Read more...] about ሓደጋታት ናይ ብዘይ ልዕልና ሕጊ ዝውሰኑ ሉዓላዊ ጉዳያት ኤርትራ
ንመንግስቲ ኤርትራ ጠጠው ኣቢሉዎ ዘሎ መንዩ?
ንመንግስቲ ኤርትራ ጠጠው ኣቢሉዎ ዘሎ መንዩ?
ቀለታ ኪዳነ (ሎንዶን ) | 07/08/2016 … [Read more...] about ንመንግስቲ ኤርትራ ጠጠው ኣቢሉዎ ዘሎ መንዩ?
BACK2KCAB
ሓተታ (July 4, 2016) UN COI DEMONSTRATION GENEVA 23 JUNE 2016 … [Read more...] about BACK2KCAB