PBS: Escaping Eritrea … [Read More...] about ካብ ውሽጢ ቤት ማእሰርታት ኤርትራ
TIGRINJA
“ኩሉ በዕለይ… ባንድ ኢሳይያስ ዓዲ ሃሎ”
Sep 22, 2017 Nselam.com (ምንጪ ካብ፡ሳክቲዝም) “ልምዓት ዝተሃመሹ ወገናት ብምቕዳም፡ ንኹሉ ዘመዓራሪ ዕድላት ብምርሃው፡ ህዝቢ ኣብ እንኮን ፍትሓዊን መኣዲ ምጽንባር፡ በዚ ርትዓዊ መገዲ’ዚ ድማ ፖለቲካዊ ርግኣት፡ ሃገራዊ ስኒት፡ ቁጠባዊን ማሕበራዊን ልምዓት ከምኡ’ውን ማሕበራዊ ፍትሕን ባህላዊ ስጉሚን ምርግጋጽ ንነዊሕ እዋን ዝተቓለስናሉ፡ ህይወት ብሉጻት ዝኸፈልናሉ ነቕ ዘይብልን ዘይቅየርን ዕላማና’ዩ፡፡” (ቃል ፕረሲዳንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ኣብ 2007) … ከምዚኦም ዝኣመሰሉ መጽብዓታትን፡ ዘብልጭልጩ ቃላትን፡ ዳርጋ ንርብዒ ዘመን ለሚድናዮም ኢና፡፡ እወ! ሕድሪ’ቶም … [Read more...] about “ኩሉ በዕለይ… ባንድ ኢሳይያስ ዓዲ ሃሎ”
ኢሕአፓ እና ኮሎኔል መንግስቱ ማስታወሻዎች (TOP SECRET: EPRP & Mengistu Hailemariam – Untold Story)
ንኽብሪ ምጅማር ብረታዊ ቃልስን ዕላምኡን
ክብሮም ዳፍላ | Sep 3, 2017 | Eri-Media … [Read more...] about ንኽብሪ ምጅማር ብረታዊ ቃልስን ዕላምኡን
Eritrean London Conference on Trust-building & Developing Vibrant Community
Sep 4, 2017 | Radio Assenna Sep 6, 2017 | Radio Assenna Sep 8, 2017 | Radio Assenna … [Read more...] about Eritrean London Conference on Trust-building & Developing Vibrant Community
ክሰርቀኒ ዝረኣኹዎ ክመልሰለይ ነይኣምኖ!
ቀለታ ኪዳነ | 09/09/2017 | meskerem.net ወያነ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ሰላምን ምዕባሌን ኣገዲሱዎም ኣይፈልጥን’ዩ! ንሰላምን ንዕርቅን ዝጸልእ ሰይጣን ጥራሕ ኢዩ። ስለዚ ብወገነይ ደላይ ሰላምን ደላይ ፍቕርን እምበር ጸረ ሰላምን ፍቕርን ክልቲኡ ኣህዛብ ማለት ህዝቢ ትግራይ( ኢትዮጵያ) ን ህዝቢ ኤርትራን ዘይምዃነይ ኣቐዲመ እሕብር። ናይ ወያነ ዕላማን ኣብ ልዕሊ ሃገርናን ህዝብናን ዝነበሮምን ዘለዎምን ክፉእ ሕልናን መደባትን ኣብዚ ዝሓለፈ ዓሰርተ ሓሙሽተ ዓመታት ብተደጋጋሚ ዝተገልጸን ዝተረጋገጸን ጥራሕ ዘይኮነ ካብቲ ክቱር ኣብ ልዕሊ ሃገርናን ህዝብናን ዘለዎም ንዕቀት ብተደጋጋሚ … [Read more...] about ክሰርቀኒ ዝረኣኹዎ ክመልሰለይ ነይኣምኖ!
Interview with Mr. Tesfamicheal Abreha Woldeabzghi
TV Sened Eritra | 20 August 2017 | Part 1 TV Sened Eritra | 27 august 2017 | Part 2 TV Sened Eritra | 3 September 2017 | Part 3 TV Sened Eritra | 10 September 2017 | Part 4 … [Read more...] about Interview with Mr. Tesfamicheal Abreha Woldeabzghi
ከቅራኔ ወደ መግባባት
Mar 5, 2017 | ፎረም 65 ቅራኔ ምንድን ነው? ቅራኔ ለምን ይፈጠራል? እንዴት ይገለፃል? ቅራኔን ለመፍታት መነጋገር ጥቅሙ ምንድን ነው? በሚሉና በሌሎች ከቅራኔ ጋር የተያያዙ ነጥቦች ላይ ለመወያየት እንግዳችን የቅራኔ አፈታት ባለሙያ (Conflict Resolution Expert) ዶ/ር ብርሃኑ መንግስቱ ናቸው። ዶ/ር ብርሃኑ በኦልድ ዶሚኒዮን ዩኒቨርሲቲ የፐብሊክ አድሚንስትሬሽን ፕሮፌሰር ሲሆኑ ፡ የ"መንግባባትን ገንቢ የኢትዮጵያውያን መድረክ" ሰብሳቢ ናቸው። … [Read more...] about ከቅራኔ ወደ መግባባት
ዘየቋርጽ ኣውያት
Solomon Sengal | Sep 2, 2017 | Voice of Assenna "Food for Your Conscience", courtesy Martin Luther King Jr. Enjoy: … [Read more...] about ዘየቋርጽ ኣውያት
ዝኽረይ ኣብ ልዕሊ ጥልመት መራሕቲ ህዝባዊ ግንባር
Mestyat Betna | Aug 23, 2017 ዘካርያስ ክብርኣብ ምስ ሬድዮ ኤረና | Aug 13, 2017 … [Read more...] about ዝኽረይ ኣብ ልዕሊ ጥልመት መራሕቲ ህዝባዊ ግንባር
ኣጆኹም ኣጆና ክወግሕዩ
ኣበባ ተስፋግዮርጊስ | 27 August 2017 | asmarino.com (ኣዝማሪኖ) ክቡር ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣቦታተይ፡ ኣዴታተይ፡ ኣሓተይ፡ ኣሕዋተይ ደቀይ ደቂ ደቅይ ሰላም ንኹላትኩም ንኹላትክን ይኹን፡ ዘስግእ ኩነታት ሃገርናን ህዝብናን ብበቢዓይነቱ መገድታት ካብ ነዊሕ ጊዜ ጀሚሩ ብሰፊሑ ይዝረበሉን ይጽሐፈሉን ኣሎ። ተጓይኻ ምስራሕ እንተዝይኮይኑ ሕጂ ሓዲሽ ነገር የልቦን። እንተኾነ ዝጸበቦ ውላድሲ መቃብር ወለዱ ኮዓተ ከም ዝብሃል፡ ኣነ ደማ ከም ኩሉ ኣዝየ ስለ ዝተሻቀልኩ ከም ብሓዲሽ መእተዊ ታሪኽ እናጠቀስኩ ሓድ ሓደ ነገራት ከዛኻኽር ናይ ግድን ኮይኑኒ። ህዝቢ ኤርትራ ዝተሰርቀ … [Read more...] about ኣጆኹም ኣጆና ክወግሕዩ